ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ።
እቶም ቴክኖሎጂታት፥ 3ዲ ፕሪንተር፣ ፕላንት ዌት፣ በዓል 70 ሚሊሜትር ሪፍራክተር ቴሌስኮፕን በዓል 200 ሚሊ ሜትር ቴሌስኮፕን ከምዝኾኑ ድማ ተገሊፁ።…