ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ልዕሊ 10 ቢሊየን ብር በጀት ዓመት 2005 ዓ.ም ኣፅቑ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር በጀት ዓመት 2005 ዓ.ም 10 ቢሊየን 132 ሚሊየን 869 ሺሕን 117 ብር ኣፅቑ። ንተኸታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዝቐፀለ 6ይ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ፥ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣፈፀምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ገበነኛታት ብሓባር ምክልኻልን ሓበሬታ ድሕንነት ምልውዋጥን ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ተዛቲየን Desta Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ኣምባሳደር ሬድዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Desta Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ብመቕራብ ክዝተየሉ ኢዩ። ከምኡውን ፀብፃብ 2014 ዓ.ም ቤት ዕዮ ኦዲተርን ላዕለዋይ ቤት…
ስፓርት ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ። ኣኮሎምቢያ ካሊ እየተኻየደ ዝርክብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን 3…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ ኣልቓዒዳ ኣይመን ኣ’ዘዋሂሪ ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣሜሪካ ተቐቲሉ Desta Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ንመራሒ ኣልቓዒዳ ኣይማን ኣ'ዘዋሂሪ ከም ዝቐተለቶ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣረጋጊፆም። እቲ መራሒ፥ ሲኣይኤ ብሰንበት ኣብ ካቡል ብዘካየዶ ስርሒት ኣንፃር ግብረ ሽበራ ከም ዝተቐትለ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኣንጎላ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ጠመተ ሂባ ክትሰርሕ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ምስ ዘካይደዱ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ አንቶኒዮ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀጠቀነቀዊን ክልቲኣዊን ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ በጀት ልዕሊ 31 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ Desta Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን 31 ቢሊየንን 687 ሚሊየንን 160 ሺሕን 384 ብር ብሙእ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ይቕፅል ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ዝተረፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 7 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 24 ደቂ ተብዕትዮን 2…
ስፓርት ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝጅምር ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ውድድራት ክሳተፉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 መፃረዪ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት Desta Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም። ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ…