Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ዝነበረን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን- ወ/ሮ ዳግማዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲ ማሕሙድ ኢያቤን ዘትየን። ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ከምዘለወን ወይዘሮ ዳግማዊት ኣዘኻኺረን።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኰንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣትዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ዓሊሚራህ ሃንፈሬ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ድሌት ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣምባሳደራት ሃገራት ዓረብን ኣምባሳደር ሊግ ዓረብን ብዝሓተቱዎ መሰረት ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ዲን እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ጉጅለ ብዝውክሉዎም ሃገራት ኣብ ሞንጎ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ከምዘርገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ብምውፋርን ካብ…

ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ኣፍልጦን ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ፥ ኣማኸርቲ ፀፅታ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል፣ ኣባላትን ኣመርርሓን ፍሉይ ሓይሊ፣ ኣመራርሓታት ዞባ…

1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ክልተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 83 ድማ ደቂ…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ሃገራት ኣፍሪካ ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፅዕንቶ ከምዘእተወን ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን…

ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣብቲ ፌስቲቫል ምስዝሳተፋ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ምስ ሚኒስቴር ባሀሊን ስፖርትን ልዝብ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን፣ ሚኒስቴር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣይ ሄኖክ ወርቁ ምክልትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዳዲን ኢነርጂን…