ኩባኒያታት ወፃኢን ሰብ ሃፍቲን ኣብ ዘፈር ሕርሻን ቱሪዝምን ንኽዋፈሩ ፅቡቓት ዕድላት ብስፍሓት ምፍላጥ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዲክ ትሬዲንግን ኣጋር ትካላቱን “ህያባት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምድላው ዘርጊሑ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብረቱካን ኣያኖ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ምድላው…