ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት ዕዉት በረራ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት (ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት) ዝገበረኦ ፈተነ በረራ ብዓወት ምዝዛመን እቲ ዩኒቨርሲቲ ገሊፁ።
ኣብቲ ከባቢ ብዝርከቡ ኣቑሑት ዘፍረየን “ኣውሮፕላናት”፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ…