Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ ብግዕዝይናን ግብረ ራዕዲ ብምድጋፍን ዝጠርጠርዎም 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌቪዥን ቀሪቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣካላት ፍትሒ እታ ሃገር ንገዛእ ረእሶም ካብ ዝተፈላለዩ ገበናት ናፃ…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንዑደት ስራሕ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንዑደት ስራሕ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሑ። ኣብቲ ዑደት ስራሕ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮንን ካልኦት…

ማሕበረሰብ ጣቢያ ራዲዮ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ጣቢያ ራዲዮ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጁሀር፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ድሬዳዋን ካልኦት ተሳተፍቲን…

ኣይተ ደመቀ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ተዛቲዮም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ፣ ተሓታትነት ሰብኣዊ ግህሰትን ዘላቒ ሰላም…

ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዝነበሩ 20 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ብቀዳማይ ዙር ዕድሚኦም ካብ 11 ክሳብ 17 ዓመት ዝኾኑ 20…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ኣብ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ኣካላት ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣፍሊጦም። ኣብታ ሃገር በቢእዋኑ ዋጋ ሲሚንቶ ንኽውስኽ ብፍላይ ፀገም…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ ገሊፆም። ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ጉጅለ ልኡኾምን ከምኡ እውን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ…

1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 156 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 880 ደቂ ተብዕትዮን…

መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግሥት ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። መንግሥት ኣብ ዋጋ ነዳዲ ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ፥ ኢትዮጵያ ን132 ቢሊየን ብር ክዙን ዕዳ ክትቃላዕ…