ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ኣብ 2015 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ከምዝግባእግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ኣብ ልዝብ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ጥዕና…