ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ክወፅእ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ወፂኡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝረብሑ ጉዳያት ንክሰርሕ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ገብረፃድቅ ገብረመድህን ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ምስ መሶብ ፋና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ትካል ምግቢ ዓለም ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም…
ቢዝነስ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኦስሎን ማላዊን ብሓባር ዝተኸፈተ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት መኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፆም ሙስሊማት ባዕልቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን። ተደራዳሪ ዩክሬን ዴቪድ ኣራካሚያ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ተርኪ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ኣዘኻኺሮም። እቲ ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም። ይኹን እንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣይተ ጋሻው አይችሉህም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሐዚ…
ቢዝነስ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውሕመ ተዛቲየን Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፕሪቲ ሲንሃ ን ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኤሳ ብሁመይድን ተዛቲየን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2014 ዐዓም ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ረቂቕ መምርሒ ብሮድካስት ሃይማኖት ዘተ ይገበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ብማህተም በምስኣል ዝፍለጥ ኢትዮጵያዊ ሰኣሊን መምህርን ሃይሌ ክፍሌ፥ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብምስኣል ኣበርኪቱለን። እቲ ሰኣሊ፥ ተምሳሌት…