ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም።
ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…