ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሕጋዊ ፍቓድ ዘይብሎምን ሰላምን ድሕንትን ህዝቢ ዘናግዑ ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዘይሕጋዊ መራኸብቲ…