ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ።
ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…