Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እቲ ክልል ተሳቲፎም። እቲ መድረኽ ምንቅስቓስ “ተወዳዳሪን ውፅኢታዊን…

ሕብረተሰብ ሰሌዳ ተሽከርካሪ ክነፈፅመልኩም ኢና ካብ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ዓርሱ ክከላኸል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕትመት ሰሌዳ ተሽከርካሪን ዝርገሐን ካብ ሚኒስቴር መጓዓዝያን ሎጀስቲክስን ብውክልና ተቐቢሉ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ፐብሊክ ሰርቪስ ጉዳይ ነፈፅም ኢና ብዝብል ገንዘብ ዝሓቱ ውልቀ ሰባት ሕብረተሰብ ክጥንቀቖም ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡…

ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ብምኽንያት እገዳ ቤት ፍርዲ ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ። ቢሮ ቾሙዩኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብታ…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ተላኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተለኣኸ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ዳያስፖራ እናካየዶ ዝርከብ ፐብሊክ…

ዳያስፖረኘታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ገና ንምብዓል ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣትው ዳያስፖረኛታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ከምዘዕነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ዝርከብ ደረቕ ወደብ ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ደረጃ ዘረፋን ዕንወትን ከምዘብፀሐሉ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተርሚናል ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 251 ንብረት ዓማዊል ዝሓዙ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ዝነበሩ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭን 68 ሽጉጣትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ብዝሰርሑዎ ዝተዋደደ ስራሕ ኣብ ውሽጢ ኣካል ተሸከርካሪት ብሕቡእ ዝተዳለወ ቦታ ተፃዒኖም ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣትዉ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭን ጠበንጃን 68…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝሓበሮ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ብምክያድ ቀፀልቲ ኣንፈታት ኣቐሚጡ ኢዩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር…

ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር የድሊ – ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር ከምዝግባእ ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኣምሓራ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ካብ 4 ሺሕ ዝበልፁ ትካላት ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብቲ ክልል ዘዕነዎም ትካላት ምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…