Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ወረዳታት ጉባላፍቶ፣ መርሳ፣ ኣምባሰልን ተሁለደሬን ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት…

ክልል ኦሮሚያ ንሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ኦሮሚያ ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላዊነትን ሰላምን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ብምፍታሕ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን። ብእተን ፕሬዚዳንት ዝምራሕን ሚንስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሀብታሙ ኢተፋ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዳካር ኣትዩ።…

ምስ ሳፋሪኮም-ኢትዮጵያ ስምምዕነት ክራይ ዓምዲ ኮንክሪት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕር ሳፋሪኮም-ኢትዮጵያን ስምምዕነት ክራይ ዓምዲ ኮንክሪት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይ ሽፈራው ተሊላን ዋና ፋሚ ስራሕ…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓውዲ ቱሪዝም ንምጥንኻር ኢኮኖሚ ክድግፍ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ቱሪዝም ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ከምዝድግፍ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዝርከበሉ…

ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህልውና ኢትዮጵያን ዝፃረር ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ዘበላሹ ሰነድ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መጀመርታ ዝቕፅል ሰሙን…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ…