ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣተገባብራ ዝርገሐን ቁፅፅርን ኣፅዋራ ንኽትፍትሽ ቻይና ሓቲታ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ጦር መሳርሒ ብዝተዓጠቑ ሁውከት ፈጠርቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታ ዝፍፀሙዎ ተግባር ራዕዲ ንኽትቆፃፀርን ስጉምቲ ንኽትወስድን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን ሓቲቶም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ጄነራል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ዲፓርትመንት ኣሜሪካን ኣፍሪካን ቢያን ሺዩን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሃገር ለኸ ተርጎምቲ ሕጊ መድረኽ ርክብ ንኽጠናኸር ሓገዙ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ርክብ ተርጎምቲ ሕጊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ብኣተሓባባርነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ዝተሳተፉሉ መድረኽ፥ ኣብ ዛዕባ ኣዋጅ ርክብ መንግስታት ኣድሂቡ ልዝብ ይግበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ክካየድ ኢዩ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ከምዝካየድ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣርባዕተ ክልላትን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣገልግሎት ድሕንነት መገዲን ፈንድ መድንን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብብርኪ ሃገር ክሳብ ሐዚ ካብ ጳጉሜ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞዛምቢክ ካብ እሱር ዝተፈትሑ 32 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞዛምቢክ ኣብ እሱር ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም ብሰላም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪቶሪያ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ንስራሕቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ትኹት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝኾነን በዚ ድማ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኔስኮ ተመዘገበ ጥቡቕ ደኒ ማጃንግ እናበረሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ብሄረሰብ ማጃንግ ዝርከብ ጥቡቕ ደኒ ባዮስፌር ሪዘርቭ ብዘይሕጋውያን ጭፍጨፍቲ ብርሰት እናበፅሖ ከምዝኾነ ነበርቲ ገሊፆም። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ውድብ ሕቡራት መብግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅዕንቶታት ብፅንዓት ህዝቢ፣ ተሳትፎ ዲያስፖራን ዲፕሎማሲን ተፃዊርና ዝገደደ ፀገም እንተይበፅሐ ቀፂልና ኢና-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮመነን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣብ ፀብፃቦም፥ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንክኽበር፣ ልኡላውነት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤልሳቤት ቦርን ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ኮይኖም ተሾይመን Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳቤት ቦርን ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ፈላመይቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ብምዃን ብፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ተሾይመን። ሚኒስትር ሰራሕተኛ እታ ሀገር ዝነበራ ኤልሳቤጥ ቦርን፥ ወዲ 61 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዣን ካስቴክስ ተኪአን ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኣለዋ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ሰነ ንዝጅመር ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዕት ንምግባር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ምስሊ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምፍላጥ ብዘኽእል ብርኪ ንኽሰናዳእ መዳግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። መርሃ ግብሪታት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኣፈፃፅምኡ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ…