ፖሊስ ፌደራል ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።
እቶም ትካላት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጀርመን(ጂ.አይ.ዜድ)ን ማእኸል ምትሕብባር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ(ዲካፍ)ን እንትኾኑ፥ ንምርመራ ፎረንሲክ…