ስፓርት ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኲናት ክኸውን የብሉን- ፓርቲ ብልፅግና Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኩናት ክኸውን የብሉን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ሕዚ ካብ ምፍሳስ ደም መናእሰይ ትግራይ ንላዕሊ ዝረኽቦ ነገር ከምዘየለ ብተግባር ከምዝረኣየ ዝገለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ፥ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን ኢላ። ዕጡቓት ህወሓት ብሓይሊ ናብ መኽዘን ኣትዮም 570 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝሓዛ 12 ናይ ፅዕነት መካይን ከምዝዘመቱ ትካል መግቢ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ የለን-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚእዉን ኣይረፈደን፥ መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ ኣይክህሉን ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ሂቡ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ባህርዳር ንብጹእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይዚ ዓመት ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብፁዕ ኣቡነ ኤርሚያስ ከም ሃይማኖታዊ ኣቦ ዝተማህርዎን ዝመሃርዎን ብተግባር ዝነብሩ። ንሰብ ብሰብነቱ ጥራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ እቶም ተመለስቲ እተን 12 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና 12 ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንተመለስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ተታሒዙ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ከምዝተትሓዘ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። መበገሲኡ ካብ ከተማ ሰመራ ዝገበረ ተሽከርካሪ ናብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት 3 ሺሕ ሊትሮ ናፍጣን 2 ሺሕ ሊትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ክሳብ ሐዚ ንሰላም በሪ ብምኽፋት እንተተፀበየ እውን እቲ ጁንታ መጥቃዕቱ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ መንግስቲ ፌዴራል ብዘይምንም ቅድመ ምድላው ንምዝርራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ-መንግስቲ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ ክብል መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላማዊ መገዲ ንከይዕፆ፣ ማሕበረሰብ ዓለም ህወሓት ናብ ሰላማዊ መገዲ ከምፅኦ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ቅድመ ሐዚ እንትግበሩ ዝነበሩ መፅናዕቲታት ብዝተፈለየ መገዲ ን4 ኣዋርሕ እንትካየድ ከምዝፀንሐ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ…