ዓለም ለኻዊ ዜናታት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምስ እቶም መናእሰይ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ዝኸድዎ ኩሉ ሓድነት ንክሰብኩን ሰናይ ተግባራት ንክሰርሑን ኣተሓሳሲቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ- ሌ/ ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓቢሮም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሾፍቱ ጊቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮይካ ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ) ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝተገበረ ደገፍ፥ ንምምሕያሽ ጥዕናን ምቕናስ ሞትን ኣዴታተን ህፃናተን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሀላባ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሃላባ ልዕሊ 94 ሚሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተመረቁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣርባዕተ ትካላት ጥዕና ሓዊሱ ህንፃታት ምምሕዳር ከምዝርከብዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክልተ ሚኒስትራት እንግሊዝ ኣመራርሓ ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ለቒቖም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ሳጂድ ጃቪድን ሚኒስትር ፋይናንስ ሪሺ ሱናክን ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ብፍቓዶም ለቒቖም። ሳጂድ ጃቪድ “ድሕሪ ሕዚ ኣብ ምሕደራ መንግስቲ ቦሪስ ጆምሰን ስረሐይ ብቕንዕና ንምስራሕ ሕልናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ-ሌ/ል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ “8ኛ ዕዝ” ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል ገሊፆም። ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን…