ቢዝነስ ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ። ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም። ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝንቀሳቐሱ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ኣብ እታወት ቀረብን እቶም ፋብሪካታት ዝርከቡሎም ከባቢታት ዘሎ ኩነታት ፀፅታን ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ሰራሕተኛታቱ ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታቱን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ትካል ኣይተ ህብረወርቅ ይመኑ፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከቢድን ቀሊልን ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 106 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 24 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ቀሊል ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 82 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ምምላስ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ሩሲያ ኲናት ውክልና ተካይድ ኣላ – ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ብምሕጋዝ ምስ ሩሲያ “ኲናት ውክልና” እናካየደት ምዃና ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ ገሊፆም። እቶም ነበር ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ ኣሜሪካ ንዩክሬን ንምሕጋዝ ተወሳኺ 40 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ዘቕረበቶ ሓሳብ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትሕብብር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሳንድራ ክራመርን ዳይሬክተር ኣገልግሎት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሪታ ላራ ኣብ ብራስለስ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ፊሊፕ ፋርማን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣብ ዘተኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም ፍሉይ ልኡኽ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ። ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ…
ቢዝነስ ብሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዑደት ኣካይዱ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ምንቕስቃሳት ልምዓት ዑደት ገይሩ። እቲ ዑደት ስራሕ ብዝተፈላለዩ ፀገማት ናብ ስራሕ ዘይኣተው ፋብሪካታት ኣድላይ ሓገዝ ተገይርሎም ናብ…