ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምዕራብ ምዕራብ ኣብ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ምትሕብባር ስፔን ማርዮ ፋነጁልን ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ስፔሻሊቲን ፍኖተ ካርታ ስልጠና ስፔሻሊቲን መሰረት ዝገበረ ፍሉይ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ብምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ህንፀት ሰላም ንኢዶም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዓመታዊ ፖለቲካዊ ልዝቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂን ርክብ ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተሓታትነትን ሰብኣዊነትን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊየን ወለዶ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ። ነቲ ቤ መፃሕፍቲ ኩሉ ኣሰሩ ንኸንብር ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሰሳህለወርቅ ዘውዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 983 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 983 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን 969 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እማወሰኸ ምምፅኡን ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ቁፅ ህዝቢ ኢትዮጵያ 119 ነጥቢ 3 ሚሊየን ገይሩ ዝተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ጉንበት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት ይግበር Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝናብ ወሃብቲ ገፅታታት ሜትሮሎጂ ወርሒ ጉንበት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ኣንፃራዊ ጥንካረኦም ሒዞም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ድማ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ፍርያትን ኣገልግሎትን ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ 509 ናይ ባዕሉ ማእኸላት መሸጢ ከምኡ እውን 134 ማእኸል ወኪላት መሸጢ…