Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም  – ጀነራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም  ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ጀነራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብሄራዊ ህብረ ሓድነትን ዝጎልሀ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ህንፀት ብዳማርጆግ ፓርክ ኢንዱስትሪ ዝካየድ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት እተን ሃገራት ንቐፃሊ ኣብቲ ዓውዲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 27 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ  ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ…

ሃርበኛታት ከምዘርኣዩና ምሽጥር እቲ ዓወት ጅግንነትን ክም ሃገር ብሓድነት ምስላፍን ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃርበኛታት ከምዘርኣዩና ምሽጥር እቲ ዓወት ጅግንነትን ክም ሃገር ብሓድነት ምስላፍን ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መበል 81 ዓመት ዝኽሪ ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ምድግጋፍን…

ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር መበል 81 ዓመት መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ማእኸል  ይዛይ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ መተሓባበርቲ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ብሃገር ደረጃ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪያት ከሚልን ካልኦትን ላዕለዋይ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቲ…

መበል 81 በዓል ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ሎሚ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ንኣቦታትን ኣዴታትን ሓርበኛታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 81 በዓል ዓወት ሓርበኛታት…

መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ -መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ በዓል ሓርበኛታት…

ኣኼባ ኮሚቴ ሓበራዊ ጉዳይ ቴክኒክ ዶብ ኢትዮ – ኬንያ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ሓበራዊ ጉዳይ ቴክኒክ ዶብ ኢትዮ - ኬንያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተጀሚሩ። እቲ ጉጅለ ቴክኒክ ኢትዮጵያ ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣማኻሪ ዓለም ለኸ ዶባት ብውሁብ ሙሉነህ ዝተመርሐ እንትኸውን፥ ብወገን ኬንያ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ…

ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ሓሰን ሙሓሙድ ብኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱላሂ ኣህመድ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ክልቲአን መሓዙት ሃገራት ዘተኣሳስሩወን ብዙሓት ምንቅስቓሳት ንግዲ…