ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺን 29 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናትን 1 ሺሕን 24 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅንፈኝነትን ኣኽራርነትን እናስዐቦ ዝርከብ ጥፍኣት ንምግታእ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፈፀምቲ እቲ ተግባር ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቐንዱ ብሄርን ሃይማኖትን ሸፋን ዝገበረ ፅንፈኝነትን ኣኽራርነትን እናስዐቦ ዝርከብ ጥፍኣት ንምግታእ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፈፀምቲ እቲ ተግባር ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ምስኮነ 21 ግዘ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም መስመራት ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፀ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም ሽዱሽተ ጣቢያታት መስመር ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፃ። ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ በቲ ድብደባ ኣርባዕተ መኻዚናት ኣፅዋር ሓዊሱ 40 ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ፥ ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ልምዓት ኢንተርፕራይዛት ካብ ኮሪያ ልምዲ ንምቕሳም ትልሚ ኣለዋ – ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ካንግ ሶኪ ተዛቲየን፡፡ እተን ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ኢትዮጵያን ኮሪያን ንዘበናት ዝዘለቐ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘለወን ዝሓበራ…
ስፓርት ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ። እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ። ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ። ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ…
ጥዕና ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ “ለበዳ ብዝመስል መልክዕ” ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደን ትኹረቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ርጉዲ ዝገበረን ኣኼባ ዕላዊ ዝኾነ ፀብፃብ ኣብ ዜጋታት ኣውሮፓ መጠን ርጉዲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን – ኣይተ መላኩ ኣለበል Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን” ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ኣለበል ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ምንቅስቓስ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቓዊ ተረፍ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ተሓቢሩ። እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ሚሳኤል፥ መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ዓቕሚ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሃገሮም ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ፀላእትና ክንጥቀም ኢና ምስበሉ ድሕሪ ሒደት…