ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብምዕራብ ኣፍሪካ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ቀጠና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሃገራት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኒጀር ኒያሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዓበይቲ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ሰላምን ዕቤትን ኢትዮጵያ ብዘይደልዩ ሃገራት ዝሕገዝ ትካል…
ስፓርት 3ይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። እቲ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ፥ ትማሊ ምሸት ፋሲል ከነማ ንወላይታ ዲቻ 3 ን 1 ኣብ ዝረትዐትሉ ፀወታ ኢዩ ፍፃምኡ ረኺቡ፡፡ ኣብ ሳልሳይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብትልሚ ልምዓት ኣባይቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብተወሳኺ ብንኡስ ፕሮግራም ልምዓት ኣባይቲ ገፀር ኣስታት 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣባይቲ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ይካየድ ኣሎ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም። እቲ መድረኽ “ ኦሮሚያ፣ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር፣ ተሰማዕነት ሃገርና ንምጥንኻርን ተበፃሕነትና ንምስፋሕን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ዲፌንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ እኩይ ትልሚ ምትሕብባር ታሪካዊ ፀላእትናን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ፍፁም ኣይዕወትን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ሶላት ኣብ ኣብዝሓ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰላም ምዝዛሙ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብዝሓ ፈተውቲ ሰላም ሰዓብቲ እቲ እምነት እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምስ ተመዛበልቲ ብምዃን ኣኽቢረምዎ Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ዝተመዛበሉ ብምዃን ኣኽቢረምዎ። እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኪልበቲ ረሱ ብምምዝባል ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ምስ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ምእመናን ንሶላት ዒድ ካብ መንበሪኦምብምውፃእ ብመሰረት ሃይማኖት ዝእዝዞ ብምትእኽኻብ ፍፁም ሰላም ብዝዓሰሎ ኩነታት ብታሕጓስ ምኽባሮም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 343 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብዝተገበረ ፈላማይ በረራ 343 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዘዜጋታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…