Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታታ ኮቪድ-19 ዝተሳገረቶ መካተቲን ዘላቒን ሽቶታት ልምዓት ብምኽታላ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ዕዉታት ክኾኑ ዝኽእሉን ሃገራዊ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታት ከንሳዕርሩ ዝኽእሉን መካተትቲን ዘላቒን መምርሒታት እንትኽተሉ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት…

እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት…

ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን። ዶክተር ፍፁም ብፕሮፌሰር ኬኒቺ ኦህኖ ዝተመርሐ ልኡኽ እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ከምኡ እውን ዝርከበሉ ብርኪ፣…

ብዘጋርዲያን ንመጭበርበሪ ዝወዓለ ምስሊ ተመዛበልቲ ኣዴታት ዋግህምራ ብበዓል እቲ ፎቶ ጋዜጠኛ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፎቶ ጌቲ ኢሜጅስ ጀማል ኮንተስ ኣብ ሰቆጣ ዘልዐሎ ምስሊ ተመዛበልቲ ኣዴታት ዋግህምራ ናይ እንግሊዙ ዘጋርዲያን ኣብ ክልል ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝፈፀሞ በደል ዝተጎድኡ ኣዴታት ብምምሳል ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ምጭብርባሩ…

ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካዊ በዓል ሃፍቲ ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ። ቁፅሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤለን መስክ፥ ንኣዋርሕ ኣብ ከይዲ ዝነበረ ከይዲ ዕድጊት ትዊተር ብዳይሬክተራት ቦርድ ሰብ ኣክሲዮን ዘቕረቡዎ 44 ቢሊየን ዶላር…

ብኲናትን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ምኽኒያት ንሓገዝ ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ዝተዋደደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናትን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ምኽኒያት ንሓገዝ ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ዝተዋደደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ዕላዊ ኮይኑ። ፈዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ከምኡውን  ኤልሻዳይ ኢንተርቴይመንት…

ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣልን ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባልን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ንግዲ ግብርና ዘህልወን ተሳትፎን ተረባሕነተን መፍትሒ ምምፃእ ዝዓለም “ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣግሪ ቢዝነስ…

ኮሚሽን ሃራዊ ምኽክር ብግቡእ ምጥቃም ዝጠንከረት ኢትዮጵያ ናይ ምህናፅ ዕድል ኢዩ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃራዊ ምኽክር ብግቡእ ምጥቃም እንተተኻኢሉ ዝጠንከረት ኢትዮጵያ ንሃንፀሉ ዕድል ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል ሳይንስ ረዳት ፕሮፌሰር…

ኣብ ከተማ ሃላባ ቁሊቶ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃላባ ቁሊቶ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሃላባ ዶክተር መሀመድ ኑርዬን ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ሃሩና አሕመድን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞቦን…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት፣ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብምድሃብ ተዛቲዮም። ብምኽኒያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ዘሎ ፀገም፣ ኣብ ቀጣና ምብራቕ…