ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዕድሚኦም 12 ዓመትን ልዕሊኡን ንዝኾኖም ኩሎም ኣብ ኩለን መንግስታዊ ጣቢያታት ጥዕናን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይናን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይናን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ዝበሉ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንክልተ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን “ኣሚኮ ህብር” ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነወ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን "ኣሚኮ ህብር" ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነውኡ ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ቻናል፥ ብቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛ ፣ ትግርኛ፣ ዓፋርኛ፣ ህምጣና፣ ጉምዝኛ፣ ኣዊኛ፡ እንግሊዝኛን ዓረብኛን ሓበሬታ ንተመልከትቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት ደቂ ሰባት ዝቐጥፍ ዘስካሕኽሕ ተግባር ንዕገሶ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መገዲን ዘይሰሩዕን ሓይሊታት ዝበፅሕ መጠቃዕቲን መመሓደሪ ምዕናውን ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘውፅዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይና-ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምስታፍ ተወከልቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይና-ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምስታፍ ተወከልቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ንምስታፍ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ሓዊሱ ተወከልቲ ዝተፈላለያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ምስ ዝነብሩ ኣመራርሓታት ዳያስፖራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ምስ ዝነብሩ ኣመራርሓታት ዳያስፖራን ምስ መተሓባበርቲ ዲፌንድ ኢትዮጵያ ኣብ ውሮፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒሰስትር ኣርባዕተ ኣባላት ዘለዉዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ንዋፃእ ጥንኩራት ህዝቢታት ኢና – ፕሬዚዳንት ፑቲን Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን “ማዕቐብ ኢኮኖሚ ምዕራብ ዓለም ኣይሰብረናን፤ እኳኣስ ብዝበለፀ የጠንክረማ እምበር” ክብሉ ገሊፆም። ቭላድሜር ፑቲን ÷ ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ናይ ምውፃእ ብቕዓት ከምዘለና ዝሓለፉ ዘበናት ታሪኽ…
ስፓርት ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ። ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረፋ ነቲ ርሕቐት ቀዳማይ ኮይኑ እንትዛዝም፥ ሙክታር እንድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣካይዱ፡፡ እቲ ንህዝባዊ ሰራዊት ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ÷ ኣብ ወዳጅነት አደባባይ እዩ ተኻይዱ፡፡ ህዝባዊ ሰራዊት ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት ክነገልግል ኢና” – ኣዳነች ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት እናገልገልና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ክነማዕብላ ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። "ብቑዕን ጥዑይን ኣመራርሓን ሲቪል ሰርቫንትን…