Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ። ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝዓነዉ…

ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበለ ሻምናይ ዙር ውፅኢት መፅናዕቲ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኢዩ። ኣብ በጀት ዓመት…

ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ከተማ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ ተኻየዱ ዘሎ፥ ኣብ ፊት ንፊት ቢሮ ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600' ዘዳለዉ ኣባል ኮንግረስ ካሊፎርኒያ…

ኣብ ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ከምዝዓነዉ ምምሕዳር እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሓሰን ሃንዲ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ትማሊ 10 ሰዓት ድሕሪ ቀትሪ ሃንደበት ካብ መሸጢ ቤንዚን…

ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን-በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን ክበል በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች 1 መጋቢት 2011 ዓ.ም ብበረራ ቁፅሪ ኢ ቲ-302…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ 5 መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ስሩዕ በዓል ገመድ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ብምሕዝነት ንምቕራብ ምስ ሓሙሽተ መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። ውዕሊ ዝወሰዱ ትካላት ድማ ”ዌብ ስፕሪክስ ኣይቲ ሶሉሽን” ፣ ”ቪቫ ቴክ ትሬዲንግ”፣ ”ዘርጋው ኣይ ኤስ ፒ” ፣…

ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ከባቢ ከተማ ዲኒፕሮ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ። እቲ መከላኸሊ ትማሊ ካሊብራ ብዝተብሃለ ሚሳኤል ሩሲያ ከምዘዕነወቶ ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኢጎር…

ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሃገራት ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝኸውን 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሮክተሬት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅደቐ፥ ኣብ ከባቢታት በረኻ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ሱዳንን ንዝነብሩ ሰባት ሓይሊ ኤሌክትሪ ነክረኽቡ ኢዩ። እቲ ደገፍ ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ንዝግበር ምንቅስቓስ ዝድግፍ…

ልዕሊ 108 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 108 ሚሊየን 2014 ሺሕ ብር ዝግመቱ ዋጋ ዘለዎም ኣውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ክትትል 99 ሚሊየን 386 ሺሕ ብር ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 8 ነጥ 8 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ…

1 ሺሕን 355 ዜጋታ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 355 ዜጋታ ሎሚ መዓልተ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ ናብ ዝተመለሱ 1 ሺሕን 355 ዜጋታት እቶም 350 ህፃናት እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 5 ዝኾኑ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ…