አብ ዘፈር ፍትሒ ዝስትውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘኸእሉ ጉዳያት ድሃበ ምይይጥ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ዘፈር ፍትሒ እናተርኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ኢንስቲትዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ምስ ኣካላት ፍትሒ ፌዴራልን ክልላትን ሃገራዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣምባሳደር ደግፌ ቡላ ሓዊሱ…