መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ።
እቶም “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ዘብል ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ…