Fana: At a Speed of Life!

ዘፈር ቴክኖሎጂ መስኖ ንምድንፋዕን ክእለት ዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘፈር ቴክኖሎጂ መስኖ ንምድንፋዕን ክእለት ዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታት ኢንጂነር አይሻ መሓመድን ሚኒስትር…

ኣብ ኣፍሪካ 346 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ዘስካሕኽሕ ጥሜት ከምዝርከቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ 346 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ዘስካሕኽሕ ጥሜት ከምዝርከቡ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ጎንፂ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ናህሪ ዋጋ ምግቢን ነዳዲን ኣብታ ኣህጉር ጥሜት ንኽስፋሕፋሕ ምኽንያት ከመዝኾ ኢዩ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ትሕቲኡ ዝተጣየሹ ኮሚቴታት እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲን እቶም ስራሕቲ ዝርከቡሉ ብርኪን ኢዩ እናገምገመ ዝርከብ። ኣብ…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ይየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ይየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፈጻሚ ስራሕ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅና ከምኡ እውን…

ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም ረቀቕቲ ሕጊታት ካብ ምፅዳቕ ኣናዊሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት “HR6600” ን “S3199” ንኽድንጉዩ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ። ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘቕረቦም ረቀቕቲ ሕጊታት ማዕቐብ እንተይፀደቑ ንኽድንጉዩ ምውሳኑ ዘ ኣፍሪካን ሪፖርት ፀብፂቡ። ኣብዚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ ብዝተኻየዱ ልዝባት ዝተልዓሉ ሕቶታት ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ እናተኻየዱ ዝነበሩ ልዝባት ህዝቢ ብግልፂ ዘልዕሎምን ኣብ ሓፂር እዋን ክምለሱ ዝግበኦም እዋናዊ ሕቶታትን ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ህዝቢ መድረኻት ዝተልዓሉ ግቡእነት ዘለዎም ሕቶታት…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ክጎዓዓዝ ዝነበረ 1 ሺሕን 103 ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ክጎዓዓዝ ዝነበረ 1 ሺሕን 103 ጥይት ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ገሊፁ። እቲ ዝተትሓዘ 518 ናይ ብሬንን 585 ናይ ክላሽን ጠያይቲ ብድምሩ 1 ሺሕን 103 ጠያይቲ…

ናህሪ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዘጋድዱ ልዕሊ 103 ሺህ ዘይሕጋውያን ኣካላት ስጉምቲ ተወሲዱ-ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዘጋድዱ ልዕሊ 103 ሺህ ዘይሕጋውያን ኣካላት ሕጋዊን ምምሕዳራዊን ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶመበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ሸገር ደርቢ ብዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት  ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣራኺቡ። ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቅዱሰ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ። እቲ ፀወታ 4 ን…

ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን ዝተዋደደ ኣሰራርሐኦም ከጎልብቱ ይግባእ-ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን ዝተዋደደ ኣሰራርሐኦም ከጎልብቱ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። ትካላት ኣኽባሪ ሕጊን ፖሊስን በበይኖም ዝሰርሕዎ ተግባራት ዘሎ እኳ እንተኾነ፥ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብምትሕብባርን…