ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ይከኣል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ከምዝከኣል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ መፃሕፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ ርኽክብ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃባቱ ብፅሬትን እዋኑ ዝሓለወን ንኸቕርብ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፈፃፅማ ፀብፃብ ትልሙ ብፅሬትን እዋኑን ንኸቕርብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምምሕዳርን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንኽፅውዑ ትእዛዝ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብጋዜጣን ብኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ፃውዒት ንኽግበረሎም ትእዛዝ ሂቡ። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዘሎ ነባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይነት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምድንፋዕ ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዝዚ ዝበላ፥ “ስራሕቲ ፈጠራን ኮንስትራክሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕቐብ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ሰብኣዊ ቅልውላው የበኣእስ፤ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ ክብል ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ በእወንታ ከምዝርእዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዞን ሃብሩ ልዕል 88 ሺሕ ዜጋታት ምሓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ሀልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ዝተኻየደ፥ ኣብ ዓለም ለኸ ሰሙን ጥዕና ሰራሕተኛታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…