Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ መርመርቲ ገበን ኲናት ናብ ዩክሬን ክልእኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዩክሬናዊት ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ገበን ኲናት ዝምርምር ጉጅለ ናብ ዩክሬን ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳን ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌየን፥ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዶሚር ዜለንስኪ ብስልኪ ተዛቲየን። ኣብቲ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ 9 ሺሕ ተመዛበልቲ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ 9 ሺሕ ተመዛበልቲ ዜጋታት ዝተፈላለዩ ሓገዛተ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቶም ሓገዛት መሰረታዊ መገልገሊ ኣቑሑት ውሽጢ ገዛ ዘካተተ ሶላር ናይ ኢድ ባትሪ፣ ጀሪካን፣ ኣቕሑት መኣዲ፣ ምንፃፍን…

ጉድለት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ብኣማራፂ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ – ሓልቲ ቢሮ ሕርሻ ክልላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉድለት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ብኣማራፂ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምትካእ ፍርያታውነት ምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓልቲ ቢሮ ሕርሻ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ሲዳማን ገሊፆም። ንእታወት ሕርሻ ወሰንቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ ነገራት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሕሶት ሰነድ ናብ ማእኸል ሃገር ክሓልፍ ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት መቆፃፀሪ ጣቢያ ጪጬ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መቆፃፀሪ ጣቢያ ምክትል…

ካብ መላእ ዓለም ብምትእኽኻብ ዒድ ብሓባር ንምኽባር ዝቐረበ ፃውዒት ሓድነትና ነርእየሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኢዩ – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ዓለም ብምትእኽኻብ ዒድ ብሓባር ንምኽባር ዝቐረበ ፃውዒት ሓድነትናን ምትሕብባርናን ብተግባር ነርእየሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ካብ ዝኾነ ይኹን ክፋል…

ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ነቲ ፀገም ዝምጥን ርብርብ ብምግባር ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም ። ብሄራዊ…

ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ – ኣዋሽ – መኢሶ ተጀሚሩ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ኮሪደር ትራንስፖርት ኢትዮ-ጅቡቲ ዝኾነ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ - ኣዋሽ - መኢሶ ተጀሚሩ። እቲ መገዲ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን ረብሓ ዘለዎ አነትኸውን፥ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህብ ተዓሊሙ ኢዩ ፅገና ዝግበረሉ ዘሎ።…

ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ምስቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ሓዊሱ 18 ኣባላት ተሳቲፎም። እቶም…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ ሓደ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኮድ ቁፅሪ 3 A02166 ኣ.ኣ ዝኾነት ሚኒባስ ታክሲ ፍሬን ተበቲኹዋ ብዝበፅሐ…