Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡ እቲ…

ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ሚዛናዊነት ይጎድሎም ኢዩ – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ዘዘለዎም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ ኣረኣእያ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገሊፃ። ቤጂንግ ምዕራባውያን ኣብ ኢራቅ፣ ኣፍጋኒስታንን ሶሪያን ኣብ ዝነበረ ኲናትን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተኻየደ…

መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል…

ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ሓቲቶም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ኣምባሳደር ፍጹም ኣረጋን ኣብ መላእ…

ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቱርኪ ኣብ ኣንካራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሬኢ ኣብ ቱርኪ ምስ ኮንፈዴሬሽን ወነንቲ ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ዕድል ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዝተዋፈሩ…

ኣብ መላእ ሃገር ብዝተኻየዱ ልዝባት ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ዝምልሱ ትልሚታት ተዳሊዮም ንኽትግበሩ ፓርቲ ብልፅግና ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ብዝተኻየዱ ልዝባት ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ዝምልሱ ትልሚታት ተዳሊዮም ንኽትግበሩ ፓርቲ ብልፅግና ኣንፈት ከምዘቐመጠ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ኣፍሊጡ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን…

ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዝተዳለዉ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን መኪናን እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽኑ ለኢዜአ በላከው መግለጫ እንዳስታወቀው፥ በመዲናዋ ልደታና ንፋስ…

ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ ምትሕብባር ሜካናይዝድ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናንት ጄኔራል ኣለምእሸት ደግፌን ኤታማዦር ሹም ሰራዊት…

ቦርድ መረፃ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ኦነግ ኣመልኪቱ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ግምባርናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ኣመልኪቱ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ፓርቲ ኦነግ ሓፈሻዊ ጉባኤ ክፅውዕ ከምዝግባእ ብምግላፅ እቲ ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ብመንፅር ዘለዎ ፀገም ኣመራርሓ፣ ጉባኤ…