ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ…