ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዘትኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ድማ፡- o ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን እቲ ክልልን o ዶክተር ኣማረ ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ ብርቱካን አያኖ በሰጡት መግለጫ ፥ በሳዑዲ አረቢያ በአስቸጋሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ ሰላም ተቐባልነት ዘለዎ ስጉምቲ ከምዝኾነ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ብዝብል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢደን። ኣውስትራሊያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፃውዒት “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ዝተፈላለዩ ስራሕቲ የሳለጡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ፃውዒት ምግባሩ ስዒቡ ኣብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣካል ቀዳማይ ዙር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን 18 ሚሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ኣተኣኻኺቡ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲ ቤት ዕዮ፣ ናውቲ ትምህርት፣ ዝተፈላለዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ፍርያት ዘይቲ ነዳዲኣ ብሩብል ወይ እውን ብቢትኮይን ክትሸይጥ ከምትኽእል ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ወፃኢ ትልእኾ ፍርያት ዘይቲ ነዳዲኣ ብመተዓዳደጊ እታ ሃገር ዝኾነ ገንዘብ (ሩብል) ወይ እውን ብቢትኮይን ክትሸይጥ ከምትኽእል ኣፍሊጣ። ኣቦ መንበር ቀዋሚ ኮሚቴ ኢነርጂ ፓርላማ ሩሲያ ፓቬል ዛቫልኒ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ ምንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ክሰርሕ ኢዩ – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኣባል ፈጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሶማሌ ቅድሚ ለውጢ ካብ ዝነበሮ ፀገም ፀፅታ ወፂኡ ዘረጋገፆም ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሶማሌ ቅድሚ ለውጢ ካብ ዝነበሮ ፀገም ፀፅታ ወፂኡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘረጋገፆም ውፅኢታት ዝነኣዱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። መድረኽ ልውውጥ ልምዲ ፕሮግራም ትካላዊን መሰረተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባውያን ንዩክሬን ዝገብሩዎ ሓገዝ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራሕቲ ንዩክሬን ዝገብሩዎም ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንምጥንኻርን ንምስፍሕፋሕን ተስማዕሚዖም። መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ብራስለስ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፥ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝገበረቶ ወራር ከምዝኹንኑን ንዩክሬን ወታደራዊን ሰብኣዊ…