ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው…