ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓውዲ ቱሪዝም ንምጥንኻር ኢኮኖሚ ክድግፍ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ቱሪዝም ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ከምዝድግፍ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዝርከበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህልውና ኢትዮጵያን ዝፃረር ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ዘበላሹ ሰነድ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መጀመርታ ዝቕፅል ሰሙን…
ስፓርት ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት…
ስፓርት ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ…
ስፓርት ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዝተወዳደሩ ኣትሌታት ሰሎሞን ባረጋን ለሜቻ ግርማን፥ ንሃገሮም ሜዳሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ንስራሕቲ ንግዲ ዝውዕሉ 63 ሼዳትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ገሊፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ብዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ንህዝቢ ልዕሊ መረረት እናዳረጎ ዝርከብ ምኅባር ናብራን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ እዚ ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ እዚ ካብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጀሚሩ ክሳብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ክፍሊታት ሰራዊት፣ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ። ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብን ተሸላሚ…
ስፓርት ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ከካይዳ ኢየን። እቲ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ 10፡ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ…