Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ኣየር ክልላ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢራን ምስ እስራኤል ዝተገበረ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ክሊ ኣየራ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ። እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ኢራን ክሊ ኣየርኣ ምሉእ ብምሉእ ምዕፃዋ ይዝከር፡፡ እቲ ኲናት ብኣሜሪካ ሸምጋልነት…

ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ  ሞሃሙድ ድሪር። ብኣሰናዳኢነት እቲ ኮሚሽን፥ “ግደ ምሁራን ሃይማኖት ንዕዉትነት ሃገራው ዘተ” በዘብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ…

ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ እቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ናይቲ ትካል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ኣብታ ኣህጉር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝነጥፉ መዳርግቲ ኣካላት። ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ኣብ ናይጀሪያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተጀመረ ኢምፖርት ኤክስፖርት…

ምስ ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተገበረ ዘተ ሓበራዊ ያታ ንምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምስ መንግስቲ ተቐራሪቦም ምዝታዮም  ሓበራዊ ያታ ኣብ ምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምሁራን ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን። እቲ ዘተ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ልምዓት ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ብመረዳእታ ብምድጋፍ ንምቕራብ ናይ ኣሰራርሓ…

ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ መራሕቲ ፖለቲካ…

ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ዘለዋ ልዑል ኣፈፃፅማ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ልኡኽቶታት ምኽባር ሰላም ዘለዎ ልዑል ብቕዓትን ፅቡቕ ኣፈፃፅማን ንኢዱ፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ሕራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ቢሊየን ብር ወፃኢ እናተሃነፀ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ ንግልጋሎት ንምብቃዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ መንደር…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ "ኢኖቬሽን ንኩለመዳያዊ ዓወት ሽፋን ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሚኒስትሪ ጥዕናን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝተዳለወ ጉባኤ ብዙሓት ሃገራትን…

ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ስራሕቲ ምምሕያሽ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዓውዲ ለኣክን ኣምፃኢ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገጠሙዋ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ የካየድ ኣሎ፡፡…