ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልል ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልላትን እናሃበ ከምዝርከብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣይተ ሰሎሞን ኣረዳ ነቲ ስልጠና…