ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ካብ ሕረተሰብን ካብ ዝተፈላለዩ ሰብ ሃፍቲን ዝተኣኻኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኦም ክልላት…