ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…