Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሪሞርቺያቶሪ ዩኒቲ ናይ ዝተብሃለ እቲ ኩባኒያ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ቅድመ ኢንቨስትመነት ገይሩ። እቲ ጉጅለ መስ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…

ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝኣቲይ ፍሪያት ስርናይ ንምትካእ ክልላት ፃዕረን ክብ ኣብ ምባል ይርከባ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ…

ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኔዘርላንድስ ስዌልን ኣሶሼት ኢንክን ምስ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብ ማዕቐፍ ፎረም ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ ንቻይና ኣብ ዝቐረቡ ነባርን ሓደሽቲን ፕሮጀክትታት እውን ሰፊሕ ዘተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዓፋር ብምትሕብባር ዕድሚኦም ልዕሊ ሓደ ዓመት ንዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ 12…

ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ነበርቲ እታ ከተማ ዝወከሉ ኣባላት ቤት ምኽሪ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ኣብ ዝተዛተይሉ እዋን ኢዮም እቶም ነበርቲ ነዚ ሕቶ ዘቕረቡ። ኣብዛ ሃገር…

መቕተልቲ ኣባ ገዳታት ከረዩ  ብዝምልከት ብባህላዊን ሕጋዊን መፍትሒ መዕለቢ ንኽረክብ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቕተልቲ ኣባ ገዳታት ከረዩ  ብዝምልከት ብባህላዊን ሕጋዊን መፍትሒ መዕለቢ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። “እቲ ተግባር ዓቢዪ ስብራት ዝፈጠረን ኣብ ባህልና ዘንፀላለወ ተግባርን ስለዝኾነ…

ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ ። ኣባላት እቲ ጨፌ ምምሕዳት ትካላት ልምዓት መነግስቲ እቲ ክልል ንምድንጋግ ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ባህላዊ ምትሕግጋዝ “ቡሳ ጎኖፋ” ነምጥንኻር ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ኣዋጅ ጋሻ እቲ ሰርዓትን…

ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሰናድኦን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ዘይቲ ውሽጢ ዓዲን ምስ ፍርያት ዘይቲ ተተሓሓዝነት ዘለዎም ትካላት መንግስቲን…