Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሃረሪ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ክልል ሶማሌ ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን እቲ ክልል ዘካተተ ልኡሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ…

ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ ዘለዋ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ስራሕቲ ፅገና ጉድኣት ዝበፅሖም መስመራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ እተን ከተማታት ካብ 10 ሰዓት ጀሚረን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝሓበሮ…

ብሚኒሰስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ኣብ ደሴን ካልኦት ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ክሕልዉ ይግባእ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ብምሕላው ኣብ ህንፀት ኢትዮጵያ ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ዶክተር…

በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ጌዴኦ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሄረሰብ ጌዴኦ ስነስርዓት በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ኣብ ወረዳ ቡሌ ኣብ ዝርከብ ዓቢዪ ሶንጎ ኦዳያኣ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ መልእኽታት ዝመሓላለፉሉ ኢዩ ተባሂሉ። በዓል ደራሮ ብሄረሰብ ጌዴኦ ካብ ኣረጊት…

ኣመልድ ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ ይሕግዝ ኣሎ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ትካል ልምዓትን እግሪ ምትካልን ኣምሓራ (ኣመልድ)ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ እናሓገዘ ምዃኑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ እቲ ትካልን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። መበል 12…

ናይዚ ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ – ኣማኻሪ ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ መበል 21 ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ” ክብሉ ኣማኻሪ ባንኪ ዓለምን ኣብ ካውንስል ኣትላንቲክ ማዕኸን መፅናዕትን ምርምርን ተመራማሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣይተ ገብርኤል ንጋቱ…

ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ይጉብንዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወንጂ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ይግብሩ ኣለዉ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ጌቱ ገመቹ፥ ኣብቲ ዑደት ንዝተሳተፉ ዳያስፖራታት ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ኣቮካዶ፣ ፓፓያን ካልኦት…

ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ጎንፂታት ናይ ምገፍታሕን ምህዳእን ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጎንፂታት ንፍታሕ፣ ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ምፅራይ፣ ፍትሒ ስግግር ንመሃብ፣ ሓድነት ህዝቢ ንምጥንኻርን ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣርን ዘኽእል ቅድመ ምድላው  እናሰርሐ ከምዝፀንሐ ገሊፁ። እቲ…

ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ህብር ታወር ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ዋና ቤት መስርሕ ህንፃ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ምረቓ ህንፃ እቲ ባንኪ ብዕሊ መሪቐን። ካብ ዝጣየሽ 23 ዓመታት ዘቑፀረ ባንኪ ሕብረት እቲ…