ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ኢትዮጵያ ናፅነታን ሉኣላውነታን ብዝሓለወ መልክዑ ምስ ሃገራት ጥንኩር ዲፕሎማሲ ንክህልዋ ትሰርሕ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ኢትዮጵያ ናፅነታን ሉኣላውነታን ብዝሓለወ መልክዑ ምስ ሃገራት ጥንኩር ዲፕሎማሲ ንክህልዋ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ከም ኣቆፃጽራ ፈረንጂ 2021 ሃገርና ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ተጓንፎታት ኣጋጢሞምዋ…