ዳያስፖራታት ናብ ሃገሮም እንትመፅኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትመኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ፀውዒት ኣቕሪበን።
እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ብጻውዒት ቀዳማይ ሚኒትር…