ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሚሲዮን 139 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋውያን ኣዘዋወርቲ ሰባት ተታሊሎም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምጉዓዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ኬንያ ኣቋፆም ዝኣተዉ 139 ኢትዮጵያውያን ክሶም ተቛሪፁን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖምን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ሓገዝ ገይሩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያን ምንካእ ዘስዕቦ መዘዝ እንታይ ከምዝኾነ ኣምሂሩ ዝሓለፈ ድሙቕ ሓውልቲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 126 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣድሂቦም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዶታትናን ተገዛኣይነትን ባርነትን፣ ትሕትነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ኩባኒያ ብሚኒስቴር ገንዘብን ምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲን ተገምጊሙ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ስርቂ ኬብል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ኣይከኣልኩን – ኣገልግሎት ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ስርቂ ኬብል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ከምዘይከኣለ ኣገልግሎት ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብቲ ዝተትሓዘ ወርሒ ንሸውዓተ መዓልቲታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ከምዘይከኣለ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ማቻክል ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ማቻክል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ፖሊስ መበገሲ እቲ ሓደጋ እናፃረየ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓዳጋ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ፥ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያነ ጅቡቲን ደገፍ ዝግበረለን ሃገራት ከመዝኾና ተዛሪቦም። እዚ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ማሪና ሴሬኒን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርቂ መኻይን ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስራቕ መኻይን ከምዝተበራኸተ ሰብ ንብረትን ኣሽከርከርቲን ገሊፆም። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኮሚሽን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ፈሲካው ፋንታ ንፋና ብሮድካስት ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወርቅነሽ ብሩ፥ “ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ኣይኽበርን” ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሓቢረን። ሃርበኛታት ኣብቲ ኣደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 22፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ መበል መ126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓድዋ ዝነበረ ወተሃደር ሕብራዊ…