Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲን ነባራትን ስራሕቲ ምምሕያሽ ምቕፃሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣየር ውሽጢ ሃገር ንምዕባይ ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ነባራት ምምሕያሽን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እናተኻየደ ምዃኑ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን 23 መዕርፎ ነፈርቲ ስሩዕ…

ሲዳማ ቡናን መቻልን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን መቻልን ተራኺበን 2 ን 2 ማዕረ ተፈለሊየን፡፡ ኣብቲ ፀወታ መስፍን ታፈሰን በዛብህ መለዮን ንሲዳማ ቡና ከምኡ እውን ፊሊሞን ገብረፃድቕን ኣቤል ነጋሽን ንመቻል ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ…

ብሓደጋ መኪና ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ላሊበላ ቀበሌ ደብረ ዘይት ከባቢ ሽምብርማ ቁፅሪ 2 ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግልባጥ መኪና ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ 5 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ…

ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ኣቢሉ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘካየደቶ ሰፋሕቲ ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ክብል ግደ ምውፋዩ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ እንተጠናኸረ ዝመፀ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ተደላይነታን ተሰማዕነታን እናወሰኸ ምዃኑ ሙሁር…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንኣባላት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ "ሰብኣውነት ነሐይል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ዓለም መበል 78 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 67 ግዘ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕን ወርሕን…

ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ። ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእ ፈተነ ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእን ምዕፃውን ፈተነታት ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ እናሰጎመኦ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ናያ ምዕፃው ኣካይዳ ዓለም ለኸ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ በዓል…

ሰብኣዊ ደገፍ ብባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ- ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 30፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ ክብሉ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ፖድካስት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ኮሚሽነር፤ ኣብ ውሽጢ…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣትዮ ይኸፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 10 ሚሊየን 729 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጉዓዒዙ ብሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንሓረስቶትን ሰበክ ሳግምን እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን ኮሙኒኬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያን መካየዲ ስራሕ ማሕበራዊ ሓላፍነትን…

ሃገር በቆል ፍልጠት ተሓሊዩ ንኽፀንሕ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምምዝጋብ ብሕጋዊ መገዲ ተሓሊዮም ንኽፀንሑ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር በቆል ፍልጠታትን ዓቕሚ ቱሪዝምን ንዘላቒ ልምዓት ንምጥቃም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃሮማያ…