Fana: At a Speed of Life!

ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብርቱዕ ንሕንሕ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድምቀት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ንፍፃመ ዝበቁቕዑ ጴጥሮስ ማስረሻ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ እዮቤል ፀጋዬን ኤፍሬም ጌታቸውን ክነሓንሑ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ። ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ እቲ ሰልፊ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም…

ፅባሕ ቀዳም ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ሓምሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ  ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ዝምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሓዱሽ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ-ኣይተ መስፈን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፈን ጣሰው። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ዓ.ም.ፈ ንዓማዊሉ ዘቕርቦም ምግብታት…

በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም 24ን 25ን መስከረም ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኢሬቻ መስከረም 24 ኣብ ሆራ ፊንፊኔ 25 መስከረም 2018 ድማ ኣብ ሆራ ሃርሰዲ ክኽበር እዩ። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ዕርቂን…

ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ኢትዮ ቴሌኮምን ግልጋሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያን ስማርት ዲጂታል ምፍትሒ ቀረብ ሰንሰለት ጥዕና ንምትግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።…

ሰለስተ ኢትዮጵያውያን 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍፃመ ሓሊፈን። በቲ ርሕቀት ዝተወከሉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነን ናብ ፍፃመ ዝበፅሓ እንትኾና፤ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ…

ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ብፍትሓዊነት ንምብፃሕ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ሃገር ንዜጋታት ብፍትሓዊ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ። እቲ ግልጋሎት ምስ ቢሮ ጥዕና ክልል ሲዳማን ኣምረፍ ጥዕና ኣፍሪካን ብምትሕብባር ኣተገባብራ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ መንፈስ ይክኣል ካብ ዘረባ ናብ ተግባር ብምቕያር ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ወፃኢ ተግባራት ዙሪያ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት ኣከባብራ ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ጀሚላ ሲንብሩ፤ በዓል ኢሬቻ መግለፂ ባህሊ ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ ገሊፀን፡፡ ኣብቲ ዘተ እቲ…