ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን እዩ – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን ኢሉውን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ስነ ልቦና ስዓራይነት ዝፈጠረ እዩ ክብሉ ምሁራን ሓቢሮም፡፡
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ…