ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም።
ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 77 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ…