ኮሚሽን ጉምሩክን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘደለዉዋ ድጋፍ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክን ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘዳለዉዎ ድጋፍ ኣረኪቦም፡፡
እቲ ኮምሽን ብር 602 ሽሕ ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብር ሓደ ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ÷…