ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም-ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴወድሮስ ኣድሓኖም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም ክትበል ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንሴስካ ሮንችን ተዛሪባ።
እታ ጋዜጠኛ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ዶክተር ቴወድሮስ…